شبكة سلام الإعلامية | شبكة سلام الإعلامية .. سلام ووئام
16225

ቀጥታ ፈነወ

ሰላም መርበብ ሓበሬታ

ራድዩ ሰላም ሓፈሻዊ ምድላዋት ዜና ፡ ድምጽን ተንቀሳቐሲ ስእልን እትውነን መርበብ ኮይና ፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ እትግደስ መርበብ ኢያ። ንዕስራን ኣርባዕተን ሰዓት ብዘይ ምቁራጽ ብቋንቋ ትግርኛን ዓረብኛን ብመንገዲ ማዕበላት ራዲዮን ዲጂታላዊ ሳትላይትን መደባታ ትፍኑው።

ሰላም መርበብ ሓበሬታ . .  ሰላምን ስኒትን

እዚ ኣርማዚ ናይዚ ኔትዎርክ ዕላማ ማለት  ኣክንዲ ግርጭታትን ዘይምስምማዕን ፡ ሰላምን ምክእኣልን ተጻዋርነትን ሓቢርካ ናይ ምንባርን፡፡ ካብ ልምዓትን ምዕባለን ዝገቱ ከም ድንቁርናን ድኽነትን ሕማምን ነጻ ዝኾነ ሕብረተሰብ ብምህናጽን እቲ ቀንድን ዕላምን ገይሩ ዝሰርሓሉ ራእይ እዩ።

ኤርትራ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር ዋና ከተማኣ ኣስመራ ኮይና ፍርቂ ነባሪኣ ዓረባዊ ባህሊ ዘለዎን ሃይማኖት እስልምናን ተኸታሊ እዩ

መልእኽቲ ሰላም መርበብ ሓበሬታ

ብኣዝዩ ምዕቡልን ዘመናዊን ኣሳታፊን ኣበርኩታዊን ዝኾነ ኣገባብ ወድዓውን በዓል ዕላማን፣ ከምኡ`ውን እሩም ዝኾነ ትሕዝቶ መዲያ ምቅራብ። ኣብ ሰላምን ምስፍሕፋሕ ሓበራዊ ክብርታት ዕርቅን ይቅረ  ምብህሃልን ድማ ይሰርሕ።

ሰላም መርበብ ሓበሬታ

መርበብ ሰላም ሓደ ኣብነታዊ፣ ሞያዊ፣ ግላዊ፣ ሓራን ዝኾነ መርበብ ኮይኑ እዚ መርበብ ብዙሕ ዝመድረኹን፣ ንመላእ ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ዘስተምህርን ምስ ኩሉ ጉዳያት ዝዋሳእን ኢዩ። ምእንቲ፣ ስምዒት ዋኒን ክዕዝዝ፣ ሰላም ክሰፍን፣ ንቅሓት ክሕደስን።

ቁጠባ(ኢኮኖሚ)

ኤርትራ ዓበይቲ ናይ ማዕደን ሃብትታት ኣለዋ፣ ካልእውን ኣብ ዝተፈላለየ ንግዳዊ ወፊሪ ዝተናወጸ እዩ። እቶም ቀንዲ  ማዕድናት ከምዘለዉ ዝተረጋገጹ ቤትሮል ነሓስ ቦታሽ ወርቅን እዮም። እቲ ቀንዲ ኤርትራ ዝመርኮሶሎም ድማ ሕርሻ እዩ። 90% ህዝቢ ኣብ ምህርቲ ሕርሻ ይሙርኮስ  ካብ ሓፈሻዊ ማእቶት ክሳብ 87% ካብ  ሕርሻ ምህረት እኽሊ ዝተሞርኮሰ ኢኮኖሚ ኣለዋ። ከም  ስርናይ ዑፉን ስገም ካልኦት ፡፡ ናይ ሕርሻ  ማእቶት ምስ ናይ ልማዓታዊ ቅዋም ዝተረሓሓቀ እዩ። ናይ 10 ሚሊዮን ዝግመት ናይ ከብትን ፣ ኣባጊዕን ኣግማልን ፡ ከምኡውን ናይ ባሕሪ ዓሳታትን ምህርቲ ኣለዋ ክሳብ 50 ሚሊዮን ዶላር ንላዕሊ ዓመታዊ ንደገ ትሸይጥ

ጂኦግራፊያዊ ኣቕማምጣ

ኤርትራ ብሰሜን ምዕራብ ምስ ሱዳን ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ  ፣  ብሰሜናዊ-ምብራቕ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡባዊ-ምብራቕ ምስ  ጅቡቲ ካብ ደቡብ ምብራቕ ክሳብ ደቡብ ምብራቕ  ምስ ስዑዲ ዓረብን ምስ የመንን ዘዋስን 118.000 ኪ2 ዘለዎ ናይ ቀሕይ ባሕሪ ወሰናስን ተዘርጊሑ ይርከብ። ካብ 5 ሚሊዮን ንላዕሊ ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ሃገር እያ

01

ጀሚሩ

09

ኤርትራ

1961

ሰውራ

ሰላም መርበብ ሓበሬታ . . ሰላምን ስኒትን

መደባት ፈነወ

ብከምዚ ዝስዕብ ናይ ፈነወ መደባት ንህዝቢ ይቐርብ

ብመገዲ ሳተላይት

ብመገዲ ኢንተርኔት

ብመገዲ ብዙሃን መራኽብታት

ብመገዲ ሞባይል ኣንድሮይድ